ስነ-ፍልጠትን ባይብልን ብስም ኣላህ እቲ ፍጹም ሩህሩህ እቲ ኣዝዩ ራህራሂ ብዝኾነ ባይብል ወላ እኳ ናይ ሰብ ቃል እንተሃለዎ መለኮታዊ ቅሪት ኣብ ውሽጡ ዝሓቖፈ መጽሓፍ እዩ።ኣብዚ መጽሓፍ ውሽጢ ምስ ቁርኣን ዘራኽቡ ሓሳባት ኣለውዎ። ንኣብነት ሰብ ካብ ጭቃ ምፍጣሩ፣ ካብ ስምዒት ፈሳሲ ከም ጸባ ምፍሳሱ፣ ካብ ብለድ ክሎት ልክዕ ከም ርግኦ ምርግኡ ዝመሳሰሉ እዮም። እዮብ 10 (Job) 9፤ ከም መሬት ከም ዝጠፍጠፍካኒ ዘክር፡ ሕጂ ኸኣ ናብ ሓመድ ትመልሰኒ ኣሎኻ። እዮብ 33 (Job) 6፤ እንሆ፡ ኣነ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከማኻ እየ፡ ኣነ ድማ ካብ መሬት እተገበርኩ እየ። ኢሳይያስ 64 (Isaiah) 8፤ ሕጂ ግና፡ ዎ እግዚኣብሄር፡ ንስኻ ኣቦና ኢኻ፡ ንሕና መሬ…

Channel
ወሒድ ናይ ንፅፅር ማህደር (ብትግርኛ)ወሒድ የንጽጽር ማህደር(በትግሪኛ)
@wahidtigiriga
On this record: Growth · Engagement · Posts · Citations · Cite this entry
225subscribers
-4 since we began measuring on 7 August 2026
Risers and fallers across the register · movement among entries of Under 1,000.
Register entry
| Telegram ID | -1001494601136 |
|---|---|
| Type | Channel |
| Username | @wahidtigiriga |
| Created | 1 November 2020 — measured — dated from the channel’s first post |
| First recorded | 7 August 2026 |
| Last confirmed live | 13 September 2026 |
| Measurements held | 7 |
| Confirmed unchanged | 1 time, most recently 13 September 2026 |
| On Telegram | t.me/wahidtigiriga |
Growth
| Measured (UTC) | Subscribers | Change |
|---|---|---|
| 13 Sept 2026, 03:38 | 225 | -1 |
| 4 Sept 2026, 18:00 | 226 | -1 |
| 28 Aug 2026, 12:34 | 227 | +1 |
| 21 Aug 2026, 19:19 | 226 | -1 |
| 15 Aug 2026, 00:45 | 227 | -2 |
| 7 Aug 2026, 03:00 | 229 | no change |
| 7 Aug 2026, 00:11 | 229 | first reading |
Engagement
13 posts held, back to 1 November 2020 — the reader has not yet reached the start of this channel’s public history, so older posts may sit further back, unread. Read across 1 page of Telegram’s post history, 20 posts per page.
Nothing published in the last 30 days. ERR and ER are rolling 30-day measures, so there is nothing to compute — we hold 13 posts for this entry, the most recent from 15 May 2022. An engagement rate over an empty window would be a number about nothing.
Recent posts
ሰብ ካብ ምንታይ እዩ ተፈጢሩ? ብስም ኣላህ እቲ ፍጹም ሩህሩህ እቲ ኣዝዩ ራህራሂ ብዝኾነ፤ ካብ ማይ? ካብ ሓመድ? ካብ ጭቃ? ካብ ስምዒት ዘርኢ(ፈሳሲ ጥብታ)? ካብ ዝረገአ ደም? ነጥቢ ሓደ ካብ ማይ ኣላህ ተንቀሳቓሲ دَابَّةٍ ኹሉ ካብ ማይ ፈጠረ፤ ተንቀሳቓሲ ዝብል ናይ ዓረብኛ ቃል ዳበት دَآبَّة እንትኸውን ነገራት matter ግልጺ ጌሩ ዘርኢ እዩ፣ ነገራት ኣርባዕተ ፈሰስቲ Fluids ኣለውዎ። ንሳቶም ከኣ፦ ሊኩድ liquid፣ ሶሊድ solid፣ ጋዝ gas፣ ፕላዝማ plasma እዮም፣ ነገራት ዝተሰርሕሉ ጥረ-ነገር ማይ ምዃኑ ዝበጽሖ ሬኔ ደስካተርስ ብ 1650 AD እንትኸውን፡ ቁርኣን ግን እዚ ርኹብ ቅድሚ ምብጽሑ፡ ቅድሚ1200 ዓመት እዩ ኣላ…
ስነ-ፅንሲ -1 ብሹም አሏህ እቲ ፍፁም ሩሕሩሕ እቲ አዝዩ ራሕራሒ ብዝኾኖ። 31፥34 ኣሏህ ናይታ ናይ መወዳእታ ሰዓት (የዉሙል ቒያማ) ፍልጠት ኣብ እንዳኡ ጥራሕ እያ ዘላ፤ዝናብ ዉን የዉርድ እዩ፤ #አብ_ዉሽጢ_ማሕፀናት_ዘሎ_ብምልኡ_ኩሉ_ይፈልጥ_እዩ፤ መእተዊ ስነ-ፅንሲ ፅንዐት ኢምብሪዮሎጂ ''Embryology'' እንትበሃል ''ኢምብሮ''ἔμβρυον'' ''ዘይተወለደ''ን ሎጂአ ''λογία'' ''ፅንዓት'' ካብ ዝብል ክልተ ናይ ግሪክ ቃል ዝተዋቐረ እዩ፤ ነዚ ጥንሲ ድማ አብ ዉሽጢ ማሕፀን አዲኡ እናሃለወ ብዝደለዮ ዓይነት አቀራርፃ ዝቕርፆ (ቕርፂ ዘድሕዞ) እቲ ሓደ ዝኮነ አምላኽ ኣሏህ ሱ,ወተዓላ እዩ። 3:6 ንሱ እቲ አብ ዉሽጢ ''ማሕፀናት'' ከም…
ሳልሳይ ነጥቢ "ዘውጅ" "ዘውጅ" زوج ማለት መፃሙድቲ "pairs” ማለት ክኸውን ከሎ እዚ ፆታ ናይ መፃምድቲ ፆታ “semantic gender” ይበሃል: "ዘውጅ" زوج ዝብል ቃል "ሰብአይ(በዓልቤት)" ክኸውን ከሎ "ዘውጃ" زوجة ድማ "ሰበይቲ(በዓልቲቤት)" እያ: ሰብአይ ወዲ "ረጁል" رجل ክኸውን ከሎ ሰበይቲ ድማ ጏል "ኢምራአ" امراٌة እያ: እዚ ናይ ፆታ ዓይነት ጂኒ: ወዲሰብ : እንስሳትን ዕፅዋት(አዝርእቲ) የጠቃልል:- 75:39 ካብኡ "ክልተ ዓይነት" الزَّوْجَيْنِ ወዲን ጏልን ጌርናዮም:: 53:45 እሱ "ክልተ ዓይነት" الزَّوْجَيْنِ ወዲን ጏልን ፈጢሩ:: 13:3 ንሱ ምድሪ ድዘርገሓ: አብታ ምድሪውን ጎቦታትን ወሐዝን ዝገበረ…
ፈጣሪ ፆታ አለዎድዩ? ብስም አሏህ እቲ ፍጹም ርህሩህን አቲ አዝዩ ራህራሂን መእተዊ ፈጣሪ አሏህ ዝመስሎ ወላሐንቲ ኾነ ወላሐደ የለን: ፍጡራትውን ንዕኡ አይመስሉን እዮም: አሏህ ምስ ፍጡራት ዘይመሳሰል ናይ ባዕሉ ስምን ባህሪያትን ወይ ጠባያት አለዎ: አዚ ስምን ባህሪያትን ምስ ፍጡራት ከይአመሳሰልና ከይአወዳደርናን አላህ ባዕሉ በዝሃበና መሰረት ንቅበሎ:- 112:4 ንዑኡ ዝመሳሰል: ዝሻርኾ: ዝውዳደርን ወላሐደ የለን በል:: 42:11 ንዕኡ ዝመሳሰል ወላሐደ የለን: ንሱ ሰማዒን ተመልካትን እዩ:: 20:8 አሏህ ብጀክኡ ካልእ አምላኽ የለን ንዕኡ(ንረቢ) "አቶም ዝተመርጹ አስማት" لْأَسْمَاءُ الْحُسْنَي አለዎ አሏህ ፈጣሪ እዩ ፍጡር አይመ…
ሙስሊም ብሹም ኣሏህ እቲ ፍፁም ሩሕሩሕ እቲ አዝዩ ራሕራሒ ብዝኾኖ ። 3፥102 አንቱም (ብረቢ) ዝአመንኹም ሰባት! ንኣሏህ ዝግበኦ መጠንቐቕታ ተጠንቀቑዎ። ንስኹም ድማ *ሙስሊማት ኮይንኹም እምበር አይትሙቱ(ሙስሊማት ከይኮንኹም ከይትሞቱ) ማለት'ዩ።ﻳَٰٓﺄَﻳُّﻬَﺎ ﭐﻟَّﺬِﻳﻦَ ﺀَﺍﻣَﻨُﻮﺍ۟ ﭐﺗَّﻘُﻮﺍ۟ ﭐﻟﻠَّﻪَ ﺣَﻖَّ ﺗُﻘَﺎﺗِﻪِۦ ﻭَﻟَﺎ ﺗَﻤُﻮﺗُﻦَّ ﺇِﻟَّﺎ ﻭَﺃَﻧﺘُﻢ ﻣُّﺴْﻠِﻤُﻮﻥَ መእተዊ ሙስሊም ﻣُﺴْﻠِﻢ ዝብል ቓል ''አስለመ''። ﺃَﺳْﻠَﻢَ ''ተአዚዙ'' ''ተገዚኡ'' ''አምሊኹ" "ኩሉ ነገሩ ሂቡ" ካብ ዝብል ሱር-ቓል ዝመፀ እንትኸውን ትርጉሙ ድማ "ዐቢድ" ﻋَﺎﺑِﺪُ ማለት'ዉን "ኣምላኺ" ወይ …
7፥206 እቶም ኣብ እንዳ ጎይታኻ ዘለው መላእኽታት ንዑኡ (ንረቢ) *"ካብ ምምላኽ "* አይኾርዑን'ዮም ከምኡ'ዉን የወድሱዎ'ዮም ንዑኡ (ንረቢ) ጥራሕ ድማ ይሰግዱ'ዮም"*። إِنَّ ٱلَّذِينَ عِندَ رَبِّكَ لَا يَسْتَكْبِرُونَ عَنْ عِبَادَتِهِۦ وَيُسَبِّحُونَهُۥ وَلَهُۥ يَسْجُدُونَ۩ ካልአይ ነጥቢ "ጅኒ"جِنّ ዝብል ቓል "ጀንነ"جَنَّ "ተሰዊሩ" ወይ ከዓ (ተሾኪዑ) ካብ ዝብል ግሲ ዝመፀ እንትኸዉን "ስዉር" ወይ ድማ (ሹኩዕ) ማለት'ዩ "ጅኒ" جني ድማ ናይ ጂን ብዙሕ ቑፅሪ እዩ። ጅኒታት ዝተፈጠሩ ድማ ቕድሚ ሰባት ምፍጣሮም አዮም ተፈጢሮም 15፥27 15፥27 *"ንጃን'ዉን"* ቕድሚ…
ሙስሊም ክፍጠር ከሎ ዝጥመቐሉ ናይ ሃይማኖት ጥምቐት ኢስላም እዩ፤ እዚ ጥምቐት ድማ ድሕር 40 መዓልቲ ወይ ድማ ድሕሪ 80 መዓልቲ ወይ ድማ ንዓቕሚ ኣዳምን ንዓቕሚ ሄዋንን ምስ በፃሕና እንጥመቖ ጥምቐት ከይኮነስ ናይ ተፈጥሮ ጥምቐት እዩ።ዘጥምቐና ኣጥማቒ ድማ ቐሺ ወይ ከዓ ፓስቶር ከይኮነስ ኣሏህ ሱ,ወተዓላ እዩ። 2፡138 እቲኣ ናይ ኣሏህ *"ናይ ተፈጥሮ ጥምቐት "* ሓዙ። ካብ ኣሏህ ብዝበለፀ መልክዑ ኣፀቢቑ ዘጥምቕ ኣጥማቒ ደኣ መን ኣሎ? ዋላ ሓደ ኣጥማቒ የለን፤ ኣንሕና ድማ *'ንዑኡ (ንረቢ) ጥራሕ ተገዛእቲ ኢና"* በሉ።صِبْغَةَ اللَّـهِ ۖ وَمَنْ أَحْسَنُ مِنَ اللَّـهِ صِبْغَةً ۖ وَنَحْنُ لَهُ عَابِ…
ወሒድ ኣብ ሞንጎ እስልምናን ክርስትናን ዘሎ ኣፈላላይን ምምስሳልን ብምንንፃር ዘምህር ሓውና እዩ። እዚ ሓውና ቋንቋዊ፣ሰዋስዋዊ፣ ዓውዳዊ፣ ተዛማዲ፣ ስነ-ጽሑፋዊ እና ስነ ኣመክንዮዊ መጎት ብምቅራብ ዝፍለጥ ተሟጓቲን መርባባይን እዩ። ኣብ መጎተኡ በቀንድነት ዝጥቀመሎም ቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ግዕዝ፣ እንግሊዘኛ፣ዓረቢኛ፣ዕብራይስጥን ግሪክን እዮም። ፅቡቅ ናይ ንባብ፣ ፅንዓትን ንፅፅር ግዜ ክኾነልኩም ንምነ። https://t.me/wahidtigiriga
የምስራች የሃይማኖት ንጽጽር መጣጥፎችን በትግሪኛ ጀምረናል፥ አል-ሐምዱሊሏህ! በዐማርኛ፣ በኦሮምኛ እና በትግሪኛ እንደጀመርነው ሁሉ በጉራጊኛ፤ በወላይቲኛ ወዘተ ኢንሻሏህ ይቀጥላል.... በሉ ጎራ በሉና ሼር በማድረግ የደርሱን አድማስ አስፉ! ይህንን ሊንክ በማስፈንጠር ይጎብኙን፦ https://t.me/wahidtigiriga
ወንድም ወሒድ በኢሥላም እና በክርስትና መካከል ያለውን ልዩነት እና አንድነት በንጽጽር የሚያስቀምጥ ወንድም ነው። ለዚህም የቋንቋ፣ የሰዋስው፣ የዐውድ፣ የተዛማች እና የሥነ-አመክንዮ ሙግት በማቅረብ የሚታወቅ ተሟጋች እና ጦማሪ ነው። ለሙግቱ ነጥብ በዋነኝነት የሚጠቀምባቸው ቋንቋ ዐማርኛ፣ ግዕዝ፣ እንግሊዝኛ፣ ዐረቢኛ፣ ዕብራይስጥ እና ግሪክ ናቸው። መልካም የንባብ፣ የጥናት፣ የማነጻጸር ጊዜ ይሁንልዎ!
https://t.me/wahidtigiriga
Showing the 12 most recent of 13 posts we hold for @wahidtigiriga. View and reaction counts are the latest single reading for each post, not a live figure, and a recent post is still accumulating both. A view count marked ≈ was rounded by Telegram before we ever saw it — t.me prints views in full below 1,000 and to three significant figures above, so ≈1,200,000 means somewhere between 1,150,000 and 1,249,999. Unmarked counts are exact. Text is reproduced from the public post preview and truncated for length.
Mentions
Names
Channels on the register whose handles appear in this channel's posts.
A mention is a weaker signal than a forward and is counted separately for that reason — naming a channel is not republishing it, and a handle in a post body is easy to place deliberately. The post counts beside each row below are distinct posts in which the handle appeared, from posts we have read on both sides — the “Named by N registered channels” figure above is a different count, of distinct NAMING CHANNELS rather than posts, and is not the sum of the rows under it.
Cite this entry
A live page changes as we take new readings, so a citation should name the measurement it is based on, not just the URL. The line below cites the subscriber count as measured 13 September 2026 — this entry's latest reading, not the date you are reading this.
“ወሒድ ናይ ንፅፅር ማህደር (ብትግርኛ)ወሒድ የንጽጽር ማህደር(በትግሪኛ)” (@wahidtigiriga), 225 subscribers as measured 13 September 2026. Telegram Register, tgregister.com/channel/wahidtigiriga.
Full measurement history, CC BY 4.0. Every reading this register holds for this entry, not just the latest one, as a dated, downloadable record: CSV · JSON. Free to use with attribution to tgregister.com. Each file carries its own generation timestamp, which is the figure to cite for exactly when the data was retrieved.