2 Sept 2026, 19:21 UTC88 views5 reactionsread 3 September 2026 ዝጠፍአ ወዲ
ሓደ ዝጠፍአ ወዲ፣ ኣብ በረኻ ንክሃድን ኢሉ ኣብ ዝወጸሉ ጊዜ ጠፍአ።
ሓደ ሃብታም ሰብ ድማ ረኸቦ። እዚ ሃብታም ሰብ፣ ዝደለዮ ዝሽሕር ፣ ዝደለዮ ዝሾም፣ ዝጠፍአ ዘምፅእ ፣ ዝደለዮ ድማ ዘጥፍእ እዩ።
ነቲ ዝጠፍአ ወዲ ምስ ረኸቦ ሓቘፎ። ነቲ ዝተናዕቀ ወዲ ድማ ምስኡ ወሰዶ።
“ኣገልጋሊየ ኩን” ደማ በሎ።
ኣብቲ ግዝያዊ መንግስቱ ዘዳለዎ ቦታ ድማ፣ ብእኡ ዝተሾመ ሓደ መራሒ ነበረ። እቲ ሃብታም ሰብ ነቲ መራሒ ዝሾሞ ነቲ ወዲ ክሓጽቦን ኣገልጋሊ መንግስቱ ክገብሮን ክሾሞን ኣዘዞ።
እቲ መራሒ ድማ ሓፀቦ ሾሞ፣ ባረኾ።
እቲ ሃብታም ሰብ ግና፣ እቲ ዘለውዎ ቦታ ግዝያዊ ስለ ዝነበረ፣ ንዘለኣለም ዝነብርሉ ቤት ከዳሉን ክጽበየን ከደ።
ነቲ ዝሾሞ መ…
😢5
1 Sept 2026, 18:58 UTC97 views7 reactionsread 3 September 2026 ዝሓለፈ ታሪክካ ክትርስዕ ይግባእ በሰባት ዝተሰበረ ልብካ ክትሕክሞ እትክእል ሕማምካ ብምርሳዕ እዩ ስለዚ ፍትወይ ዝተሰበረ ልብካ ኣብቲ ስቃይ ብምፅናሕ ነቶም ዝሰበሩካ ሰባት ቁልፊ ሕማምካ ኣይትሃቦም ።
ሓጥያት ምስራሕ እዃ ኩሉ ይገብሮ እዩ እናወደቀ እናተልዓለ ዝነበረ እዩ ቅዱስ ተባሂሉ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ዝከበረ ኣነን ንስካን ግን ሓጢያት ምስራሕ ከየኣክለና ተስማዕሚዑና ልምዲ ህይወት ወይ ከዓ normal life ገይርናዮን ፎቲናዮን ኣለና።
ውድቀት ሰባት ዝጀመረ እግዚኣብሄር ሓዲጎም ሰብ ምእማን እንትጅምሩ እዩ።
ንወዲ ሰብ እቲ ዝቀለለ ነገር ኣይትግበር ዝብል ትእዛዝ እዩ ነይሩ ንምሳሌ ኣይትቅተል ኣይትሓሹ ኣይትዘሙ ግን ሰብ ዝነገር ካብ ዘይምግባር …
❤4😭3
D/n Kibrom Desta (ዲ/ን_ክብሮም_ደስታ) pinned «7 ( ፯) ነገራት ኣሕዋተይ ገንዘብ ካብ ንፈጣሪ ምልማን ንእዚኦም ምፅላይ ይበልፅ .......... እዚ ተንብብ ተሃሊካ ዕድለኛ ኢካ 1. ራእይ (Vision) 👁️ ብዘይ ራእይ ንምውዳቕ ቀሊል እዩ። ዕላማ ጥራሕ ኣይኮነን ዘድልየካ፤ እምነትካን ተግባርካን ዘብርትዕ ንጹር ራእይ የድልየካ እዩ ። ኩሉ ነገር ብቕልጡፍ ክፍጸም ኣለዎ ማለት ኣይኮነን ። ሓደ ሓደ ግዜ ዝደክምና ብዙሕ ዕላማታት ስለ ዘለና እዩ፤…»
30 Aug 2026, 09:33 UTC402 views8 reactionsread 3 September 2026 7 ( ፯) ነገራት ኣሕዋተይ ገንዘብ ካብ ንፈጣሪ ምልማን ንእዚኦም ምፅላይ ይበልፅ .......... እዚ ተንብብ ተሃሊካ ዕድለኛ ኢካ
1. ራእይ (Vision) 👁️
ብዘይ ራእይ ንምውዳቕ ቀሊል እዩ። ዕላማ ጥራሕ ኣይኮነን ዘድልየካ፤ እምነትካን ተግባርካን ዘብርትዕ ንጹር ራእይ የድልየካ እዩ ።
ኩሉ ነገር ብቕልጡፍ ክፍጸም ኣለዎ ማለት ኣይኮነን ። ሓደ ሓደ ግዜ ዝደክምና ብዙሕ ዕላማታት ስለ ዘለና እዩ፤ ግን ንጹር ኣንፈት ወይ ለለ መንገዲ የብልናን።
ስለዚ እግዚኣብሄር ራእይ ንክህበካ ራኢካ ምስ ናቱ ፍቃድ ሓደ ክኮን ሕተቶ ፀልይ ናብኡ
2. ስትራቴጂ (Strategy) 🛤️
እግዚኣብሔር ንኖህ ዝርዝር ነገር ሂብዎ እዩ። ንዳዊት ድማ ናይ ውግእ ሓይሊ ሃቦ።…
🙏4👏2🤝2
30 Aug 2026, 08:37 UTC73 views4 reactionsread 3 September 2026 Forwarded from @wengiel81Photo
እንቋዕ ኣብፀሐና ! 🙏☦️
እግዚኣብሔር ብሰላምን ብፍቕርን ናብዚ ቅዱስ ዕለት ኣብጽሓና።
በረኸት ቅዱስ ተክለ ሃይማኖት ይሕደረና ቅዱሳን ኣቦታትን ረድኤቶም ምሳና ይኹን። ኣሜን
እንቋዕ ኣብጽሓና! ☦️🙏❤️
https://t.me/wengiel81
❤3🙏1
29 Aug 2026, 16:29 UTC364 views7 reactionsread 3 September 2026 Photo
ብጣዕሚ ልብካ ዝጉድእ፣ ርእስኻ ዘድንን፣ ደም ነፍስኻ ንብዓት ዘፍስስ ነገር እንተሃሊዩ …
ትማሊ ምሳና ዝነበሩ፣
ኣብ ገዛ እግዚኣብሔር ዘገልግሉ፣
«አግዚኣብሄር ብምምላክ ከምኡ ውን ንኣዴና ድንግል ማርያም ንቅዱስን ንቅድስት ቤተክርስቲያን ብፍቅሪ ኣገልጊሎም » ዝተሓጎሱ፣
ወዲ ክርስቶስን ጓል ክርስቶስን ተባሂሎም ዝፍለጡ፣
ኣርኣያና ዝነበሩ ኣሕዋትናን ኣሓትናን…
ሎሚ ግና ካብ ሑቕፊ ቤተ ክርስቲያን ወጺኦም፣
ናብ ዓለም ተመሊሶም፣
ኣነባብራኦምን ህይወቶምን
ምስ ዓለምን ንዓለም ዝመስልን ኮይኑ ምርኣይ…
እዚ ንልብኻ ብጣዕሚ የሕምም።
ኣሕዋተይ… ኣሓተይ…
ምጹ ባ፣ ተመለሱ ባ።
ሑቕፊ ኣዴና ቤተ ክርስቲያን ገና ኣይተዓፀየን ።
እግዚኣብሔር ገና ይጽበየኩም ኣሎ።
ኣ…
😭4😢2❤1
29 Aug 2026, 03:55 UTC380 views9 reactionsread 3 September 2026 ጎይታይ ፦ ንምንታይ ርሒቅካ ካባይ
ወደይ ፦ ይቅርታ ንስካ ኢካ ርሒቅካ ካባይ
ጎይታይ ፦ ዝኣመንክዎም ከዲዖምኒ ልበይ ጎዲኦምኒ
ወደይ ፦ ልብካ ክፅግኖ ተኣማኒ ዓርካካ ክኮን ንዓ ናባይ
ጎይታይ ፦ ግን ኮ ኩሉ ምስካዕ ኣቢኒ እዩ ችግር ኣብ ልዕሊ ችግር በፂሑኒ ተበደለ እየ
ወደይ ፦ ድሕሪ ሐዚ ምፃእ ናባይ ከብዲ ዓሳ ገዛካ ከም ዮናስ ማይ መርገፂካ ከም ጴጥሮስ ሰማይ መንገድካ ከም ኤልያስ ክኩን ዝኣበየካ ኩሉ ክትክእሎ ንዓ ናባይ ዝወደይ
ጎይታይ ፦ ግን ኮ ሞ እምነት የብለይ ኣብ ልበይ ክፉእ እየ ኣነ ኣምላከይ
ወደይ ፦ ልብካ ከም በረድ ከፃዕዲዮ እምነትካ ከም ጳውሎስ ከፀንዖ ንዓ ናባይ
ጎይታይ ፦ ግን እኮ ሕግካ ናጠሓስኩ እየ
ወደይ ፦ ኣነ ክዓ …
🥰4❤3😢2
28 Aug 2026, 06:16 UTC167 views9 reactionsread 3 September 2026 Photo
ኩሉ ነገር ንእግዚኣብሄር ንግደፎ
ንሱ ንፀልማትና ዘብርህ ብርሃን ሂወት እዩ
ንሱ ንጥሚየትና ዘፀግብ ሺሻይ እዩ
ንሱ ንዝተሰበረ ልብና ፀጋኒ ሓኪም እዩ
ንሱ ሞኪርና ምስካዕ ንዝኣበየና ነገር መሳክዒ ኣምላክ እዩ
ስለዚ ኩሉ ንዕዑን ንዑዑን ጥራሕ ንሕደጎ
https://t.me/D_n_kibrom_desta
👏5🥰3🔥1
27 Aug 2026, 03:09 UTC552 views9 reactionsread 3 September 2026 Photo
«ኦ ማርያም፣ በእንተዝ ናፈቅረኪ ወናዐብየኪ፣ እስመ ወልድኪ ለነ መብልዐ ጽድቅ ዘበአማን፣ ወስቴ ሕይወት ዘበአማን።» 🙏❤️
https://t.me/D_n_kibrom_desta
🥰4❤3🙏2
26 Aug 2026, 07:32 UTC505 views3 reactionsread 3 September 2026 ንምንታይ ንሓምም?
ሰብ ብብዙሕ መንገዲ ስግኡ ትሓምም እኳ ተኮነት ኩሉ ሕማም ግን ካበይ ከም ዝመፀ ምርዳእ የድሊ??
1. ተፈጥራዊ ፦ ሀ. ተፈጥራዊ ሕማማት ካብ ንብሎም ሓደ እርጋን እዩ ። እርጋን ሰብ ዕድምኡ እናበዘሐ እንትከደ ስኒ ይረግፍ ፣ ጉልበት ይስእን ፣ ዓይኒ ምርኣይ ይኣቢ ፣ ኣካል ይጨማደድ ፣ ምርሳዕ ይበዝሕ ብቻ ብዙሕ ኣሎ እዚ ናይ ስጋ ባህሪ እዩ ። እግዚኣብሄር መፀዋዕትኡ ከም ዝገብረልካ ሎ መረጋገፂ እዩ ።
ቀዲሙ እግዚኣብሄር ንኣዳም ኣብ ገነት ዕፅ ከም ዝገበረሉን ስግኡ ኣብ 1000 ዓመት ምሕዳስ ከም ዝድልያ ዝነገሮ እንትኮን እሳ እንትበልዕ ድማ እርጋን ዘምፅኦም ይጠፍእን ይሕደስን ነይሩ እዩ ። ኣቦታትና ሰብ ብሓጢያቱ ምክኒያት ካብ…
✍3
26 Aug 2026, 04:41 UTC163 views5 reactionsread 3 September 2026 ብሓቂ ከ ከምኡ ዶ ክከውን ይግባእ?
ምናልባት ደቂ ሰባት ንሕና ኩሉ ነገርና ደስታናን ምቾትናን ኩሉ ጊዜ ምስ ኣቀደምና ኢና .... ኮይኑ ግን ኩላትና ኣብ ዝሰሓተ ዓለማዊ ደስታን ምቾትን ኢና ዘለና ምናልባት ነዞም ደስታን ምቾትን ነገራት ብደምቢ ኣብ 2 ከፊልና ንርኣዮም ።
1. ደስታን ምቾትን ክርስቲያን :- ነዚ እነረክቦ ድሕሪ ክንደይ መከራ ስለ ቤተከርስቲያን ኢልካ ክርስቶሳዊ መከራ ብንእሽተይ ምቅባል እንትከውን ኣርኣያ ገይርካ ትነብሮ ህይወት ዝመፀ ተመፃ ኣብ እምነትካ ብምፅናዕ መከራን መሪር ሞተን ድሕሪ ምዕጋስ ዝርከብ ደስታ እዩ።
ኣቦታትና ስገኦም ከዲዖም ገዳም ዝኣተዉ ፣ ሰማእትነት ዝተቀበሉ ፣ ኣብ ቃል ቅዱስ መፅሐፍ ዝተደረከ ህይወት እናመርሑ …
❤5
24 Aug 2026, 19:39 UTC594 views10 reactionsread 3 September 2026 እምነት ክርስትና ብኣፍና ጥራይ ብዛዕባ እግዚኣብሔር ምዝራብ ኣይኮነን፤ እግዚኣብሔር ኣብ ሕይወትካ ምንባር እዩ።
እግዚኣብሔር ኣብ ጸገምካ ጥራይ ኣይትድለዮ፤ ኩሉ ነገር ጽቡቕ እንከሎ እውን ኣልሾ።
ተሓጊስካ እንከለካ ጸሊ፣ ፀጊሙካ ጸሊ። ኩሉ እንተተረዲኡካ ጸሊ፣ ዘይተረድኣካ እውን ጸሊ።
ሓደ ሓደ ጊዜ እግዚኣብሔር ዝሓተትናዮ ብቕጽበት ኣይህበናን። እዚ ግን ረሲዑና ማለት ኣይኮነን፤ ንሕና ዘይንርእዮ ነገር ንሱ ስለ ዝርእይን ስለ ዘዳልወልናን ዘሎ እዩ።
ምስ ወደቕካ ተነስእ። ምስ ተጎዳእካ ይቕረ በል። ኣብ ልብኻ ጽልእን ትዕቢትን ኣይትኣክብ። ንወለድኻ ኣኽብር፣ ንሰባት ፍቕሪ ኣርእዮም ግበረሎምን።
ሰብ ወዲቑ ናብ እግዚኣብሔር እንተተመልሰ፣ ፅቡቅ እዩ እቲ …
❤6🔥4
Showing the 12 most recent of 20 posts we hold for @D_n_kibrom_desta. View and reaction counts are the latest single reading for each post, not a live figure, and a recent post is still accumulating both. A view count marked ≈ was rounded by Telegram before we ever saw it — t.me prints views in full below 1,000 and to three significant figures above, so ≈1,200,000 means somewhere between 1,150,000 and 1,249,999. Unmarked counts are exact. Text is reproduced from the public post preview and truncated for length.