12 Jul 2025, 03:47 UTC≈1,340 views19 reactionsread 2 September 2026 Photo
📱 LinkedIn 📱
ብዛዕባ ናይ LinkedIn ኣካውንት ምኽራይ
ናይ LinkedIn ኣካውንት ኣካርዮም ገንዘብ ዝረኸቡ ሰባት ኣለዉ። ሓደ ኣካውንት ክሳብ 20 ዶላር ይካረ። እቲ ክፍሊት ድማ መብዛሕትኡ ግዜ ብUSDT ኣብ Binance ይፍፀም።
ብዙሓት ሰባት'ውን ኣካውንት ንገዝእ ኢና እናበሉ መወዓውዒ የውፅኡ ኣለዉ።
ግን ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ብደንቢ ተረድእዎም።
⚫ LinkedIn ምኽራይ ካብ ናይ LinkedIn ፕላትፎርም ፍቓድ ወፃኢ እዩ።
"ናይ LinkedIn ፕሮፋይል ምኽራይ፣ ማለት ካልእ ሰብ ነቲ ናትካ ኣካውንት ንመራኸቢ ወይ ንኻልእ ንጥፈታት ክጥቀመሉ ምግባር፣ መብዛሕትኡ ግዜ ኣንፃር ውዕልን ግልጋሎትን LinkedIn ስለዝኾነ …
❤15👏4
24 Apr 2025, 08:16 UTC≈1,070 views14 reactionsread 2 September 2026 Photo
🖥 ኮምፒተርና ብመደብ (schedule) ከመይ ጌርና ክንዓፅዋ ንኽእል?
🔸 ሓደሓደ ጊዜ ኮምፒተርና ዓቢይ ፋይል ክተውርድ ኣዚዝናያ ወይ ዓቢይ ሶፍትዌር ክንፅዕን ከለና፡ ኮምፒተርና ድሕሪ ውሱን ሰዓታት ባዕላ ክትዕፆ ንደሊ ንኸውን። ንኣብነት፡ ለይቲ ሓደ ፋይል ክተውርድ ኣዚዝናያ፡ ድሕሪ ክልተ ሰዓት ኣውሪዳ ምስ ወድአት፡ ክሳብ ንግሆ ከይዓፀናያ እንተ ሓዲርና፡ ንጥዕና እታ ኮምፒተር ፅቡቅ ኣይኮነን።
🔸 ነዚ ፀገም ንምፍታሕ፡ ኣብ ኪቦርድና፡ Window + R ብሓንሳብ ንጥውቅ። ኣብቲ ዝመፅእ ንእሽተይ ቦክስ፡ ነዚ ዝስዕብ ትእዛዝ (command) ንጽሕፍ፦
shutdown –s –t number
🔸 ኣብቲ 'number' ዝብል ቦታ፡ ድሕሪ ክንደይ ሰከንድ ኮምፒተርና ክትዕፆ…
👍12❤1👏1
13 Apr 2025, 15:37 UTC≈1,180 views12 reactionsread 2 September 2026 Photo
⚠ መጠንቀቕታ
እዞም ኣብ ስእሊ ዘለው ክልተ ሊንክ ብቴለግራም እንተተላኢኩልኩም ክትከፍትዎ የብልኩምን። ብዙሓት ሰባት ነዞም ሊንክ ምስጠወቑ ናይ ቴለግራም ኣካውንቶም እናተጠለፈ እዩ።
👏8👍4
13 Apr 2025, 15:23 UTC≈1,020 views11 reactionsread 2 September 2026 Photo
⚠ መጠንቀቕታ
እዚ ኣብ ስእሊ ዘሎ ሊንክ ብቴለግራም እንተተላኢኩልኩም ክትከፍትዎ የብልኩምን። ብዙሓት ሰባት ነዚ ሊንክ ምስጠወቑ ናይ ቴለግራም ኣካውንቶም እናተጠለፈ እዩ።
👍11
18 Mar 2025, 06:34 UTC≈1,740 views21 reactionsread 2 September 2026 📌ናይ ኮምፒዩተር ኦፕሬቲንግ ሲስተም ብከመይ ንፅዕን።
🔸🔸 ክነዳልዎም ዘለና ነገራት 🔸🔸
1. ልዕሊ 4 ጊባ ፍላሽ ዲስክ
2. ሩፉስ(Rufus) ዝበሃል ሶፍትዌር
3. ብISO ፎርማት ዝተዳለወ ናይ ዊንዶውስ ወይ ካልእ ኦፐሬቲንግ ሲስተም ፋይል
ኣብነት፡ (WINDOWS XP 7,8,8.1, 10,11) ክነውርድ ኣለና።
🔹🔹ከይዲ ኣፃዓዕና🔹🔹
▪️ ሩፉስ ነዚ ስራሕ ዝውዕል ፕሮግራም እዩ፣ ቀሊልን ቅልጡፍን ስለዝኾነ ሎሚ ከመይ ጌርና ክንሰርሓሉ ከም እንኽእል ክንርኢ ኢና:-
▪️እቲ ዘዳለናዮ ፍላሽ ዲስክ ኣብ ኮምፒተርና ክንሰኩዖ ኢና።▪️
1.ሩፉስ ድሕሪ ምውራድና Right Click ገይርና Run as Administrator ንጥውቅ።
Update እንተሓ…
👍15❤6
1 Feb 2025, 11:57 UTC≈1,350 views21 reactionsread 2 September 2026 Photo
#ኣገልግሎት_ኮዳት_ቴሌ
===============
1. *803# LIB banking ግልጋሎት
2. *804# ዝተረፎም ሒሳብ ንምፍላጥ
3. *805# ሒሳብ ንምምላእ
4. *806*phone number*amount to transfer*1# ንሰብ ካርዲ ንምምላእ
5. *809# for balance recharge and transfer
6. *810# ካርዲ ብልቓሕ ንምምላእ
7. *811# ኣገልግሎት Hibir mobile banking
8. *812# ኣገልግሎት Abay bank
9. *815# ኣገልግሎት bank of Abyssiniya
10. *817# Gize pay service
11. *819# ኣገልግሎት hallo cash
12. *820# ኣገልግሎት bunna bank
13. *822# ኣገ…
👏17👍4
28 Jan 2025, 16:34 UTC≈1,170 views14 reactionsread 2 September 2026 እቲ ንናይ ኣመሪካውያን ናይ ቴክኖሎጂ ኩባንያታት ዘሰንበደ ዲፕሲክ መን እዩ?
🇨🇳 ቻይና ኣብ ቀረባ እዋን ዝዘርግሐቶ ዲፕሲክ ዝተበሃለ ሓድሽ ኤኣይ መዛራረቢ ኮይኑ ኣሎ።
👉 እዚ ኤኣይ እዚ ከም ጉግል ጀሚኒ፡ ናይ ኦፐንኤይ ቻትጂፒቲን ካልኦት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣፕሊከሽናትን ተመሳሳሊ ኣገልግሎት ንምሃብ ዝተዳለወ እዩ።
👉 ኣሜሪካውያን ኩባንያታት ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ነዞም ኣፕሊኬሽናት ንምምዕባል ቢልዮናት ዶላር ከውፅኣ ከለዋ፡ እዚ ቻይናዊ ጀማሪ ትካል ግን ብውሕድ ባጀት ከም ዘማዕበሎ ይሕብር።
👉 ዲፕሲክ ኣፕ ብሽዱሽተ ሚልዮን ዶላር ስለዝተሰርሐ ጥራይ ዘይኮነስ ንተጠቀምቲ ዝህቦ ግልጋሎት ቅልጡፍ ስለዝኾነ እውን ብብዙሓት ተመራፂ ኮይኑ ከ…
👍12❤2
8 Dec 2024, 12:07 UTC≈1,480 views24 reactionsread 2 September 2026 ሓደ ድሕረገፅ/ወብሳይት ኣድራሽኡ ብምርኣይ ጥራሕ እቲ በዓል ዋና ናይቲ ድሕረገፅ ዝኮነ ትካል ኣብ እንታይ ዓይነት ስራሕ ከም ዝነጥፍ ምፍላጥ ይከኣል እዩ። እዚ ሓበሬታ ዝህበና ድማ ናይቲ ድሕረገፅ አድራሻ 3ይ ክፍሊ እዩ፡ Top-Level-Domain ይበሃል።
Top-Level-Domain(TLD) ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ድሕረ-ገፃት ኣድራሻ ዝርከብ ናይ መወዳእታ 3 ፊደላት ዝሓዘ ክፍሊ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተሰማረይሉ ዓውዲ ዝሕብር ዝተፈላለዩ ዓይነት TLD ኣለዉ።
ኣብነት፦ .edu ፣ .gov ፣ .com ፣ .net ፣ .info ፣ .net ወዘተ ዝብሉ ምጥቃስ ይከኣል።
እዞም በዓል 3 ፊደል ቅፅላት ብዛዕባ እቲ ትካል ዝሕብሩና ትርጉም ድማ:-
1) .𝗰𝗼𝗺 …
👍16❤8
17 Nov 2024, 08:38 UTC≈1,610 views17 reactionsread 2 September 2026 ፍላሽ ወይም ሚሞሪ ካርድ ፎርማት ክንገብር ከለና እንመርፆም FAT32፣ NTFS ን exFAT ን እንታይ ማለት እዮም? ኣፈላላዮምከ?
FAT32፣ NTFS ን exFAT ን ኩሎም ፋይል ስርዓት ኮይኖም ኣብ ሃርድ ድራይቭ፣ ፍላሽን SD ካርዲታትን መረዳእታ ወይ ድማ ዳታ ንምክዛንን ንምምችቻውን ይጠቕሙ።
✈️FAT32 (File allocation Table 32)
FAT (file allocation system) ነዊሕ ዕድመ ዘለዎ እንተኾነ እኳ (FAT12, FAT16) ክሳብ ሎሚ እናተጠቅምናሉ ዝርከብ FAT ዓይነት ግን FAT32 እዩ። FAT32 ንመጀመርያ ግዘ ዝተኣታተወ ኣብ 1996 ኣ.ኣ ብማይክሮሶፍት Windows 95 ኣቢሉ እዩ።
ኣብ ካሜራታትን ጌም ማሽናትን ሓዊ…
👍11❤3👏2👌1
12 Nov 2024, 15:59 UTC≈1,210 views14 reactionsread 2 September 2026 ⌘ ናይ ዊንዶውስ 10 ፊቸራትን ፍልልያቶምን
ማይክሮሶፍት ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ዝዝርግሖም ዝተፈላለዩ Windows OS Editions/ሕታማት ኣለዉ። ነፍሲ ወከፍ ሕታም ኣብ ዓይነትን ድሌታትን ተጠቀምቲ ዝተመርኮሰ እዩ። እቶም ቀንዲ ሕታማት Windows 10 Pro፣ Windows 10 Homeን Windows 10 Enterpriseን እዮም። ነፍሲ ወከፍ ሕታም ንናይ ባዕሎም ባህሪን ረብሓን ኣለዎም። ሓፈሻዊ ትርጉማትን ፍልልያቶምን፡-
𝙒𝙞𝙣𝙙𝙤𝙬𝙨 10 𝙃𝙤𝙢𝙚-
እዚ መሰረታዊ ሕታም ዊንዶውስ 10 ኮይኑ ኣብ ገዛ ኮምፒተር ንዝጥቀሙ ሰባትን ንመሰረታዊ ዕማማትን ዝተዳለወ እዩ። ንመልቲሚድያ፣ ጌም፣ ኢንተርነትን ዝኸውን ዝተፈላለየ ሶፍትዌር ንምውራድን ንምጥቃምን ይጥቀመ…
👍11❤3
29 Sept 2024, 12:47 UTC≈2,010 views8 reactionsread 2 September 2026 Photo
ናይ ጥንቃቀ መልእክቲ ካብ ኢትዮ ቴሌኮም
🙏8
19 Sept 2024, 15:08 UTC≈1,720 views9 reactionsread 2 September 2026 File
File, posted without a caption
👍7❤2
Showing the 12 most recent of 19 posts we hold for @tigraytechnology. View and reaction counts are the latest single reading for each post, not a live figure, and a recent post is still accumulating both. A view count marked ≈ was rounded by Telegram before we ever saw it — t.me prints views in full below 1,000 and to three significant figures above, so ≈1,200,000 means somewhere between 1,150,000 and 1,249,999. Unmarked counts are exact. Text is reproduced from the public post preview and truncated for length.