ኣዲስ ኣበባ – ካብ መሕለፊ ቱሪስት ናብ መዕረፊት ቱሪስትን ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብፕሮጀክትታት ልምዓት ኮሪደር፣ ዳግመ ልምዓትን ልምዓት ወሰን ሩባታትን ውቅቲ፣ ፅርይቲን ማራኺትን ከተማ ኮይና ኣላ። ልምዓት ኮሪደር፣ ልምዓት ወሰን ሩባታትን ዳግማይ ምዕባለን ንምስሊ እታ ከተማ ብዝለዓለ ቀይሩዎ እዩ። መገድታት ምስ ምሉእ መሰረተ ልምዓቶም ተስፋሕሖም ዘመናዊ ኮይኖም ኣለዉ። ሰፋሕትን ፅሬት ዘለዎምን ኣስፋልት መንገድታት፣ ምቹዋትን ፅሩያትን ናይ እግረኛ መገድታት፣ መገዲ ብሽክለታ፣… https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣዲስ-ኣበባ-ካብ-መሕለፊ-ቱሪስት-ናብ-መዕ/

Channel
FMC Tigrigna
@tigrignafana
On this record: Topic · Growth · Engagement · Posts · Cite this entry
1,818subscribers
+137 since we began measuring on 6 August 2026
Risers and fallers across the register · movement among entries of 1,000–3,162.
Register entry
| Telegram ID | -1001326023235 |
|---|---|
| Type | Channel |
| Username | @tigrignafana |
| Created | Between 1 March 2018 and 31 July 2021 — estimated from Telegram’s id allocation, not measured. How this range is calculated. |
| First recorded | 6 August 2026 |
| Last confirmed live | 13 October 2026 |
| Measurements held | 14 |
| Confirmed unchanged | 1 time, most recently 13 October 2026 |
| On Telegram | t.me/tigrignafana |
Topic
National news — a classification, not a measurement. An on-box language model (Qwen3.6-35B-A3B-FP8, prompt version 1) read this channel’s own recent posts on 17 September 2026 and assigned it the closest of 31 fixed categories, at 90% confidence. This is a model’s judgement about what the channel is likely to be about, not a fact this register measured the way a subscriber count or a view count is measured — it can be revised on a later pass, and it carries no weight anywhere else on this page. How this classification works, and why it has no browse page of its own yet.
Growth
| Measured (UTC) | Subscribers | Change |
|---|---|---|
| 13 Oct 2026, 18:51 | 1,818 | +36 |
| 8 Oct 2026, 01:22 | 1,782 | +23 |
| 1 Oct 2026, 20:41 | 1,759 | +38 |
| 16 Sept 2026, 03:37 | 1,721 | +13 |
| 12 Sept 2026, 05:39 | 1,708 | +8 |
| 7 Sept 2026, 14:21 | 1,700 | +4 |
| 2 Sept 2026, 13:48 | 1,696 | +1 |
| 30 Aug 2026, 04:33 | 1,695 | -1 |
| 26 Aug 2026, 21:19 | 1,696 | +5 |
| 24 Aug 2026, 01:08 | 1,691 | +11 |
| 16 Aug 2026, 20:43 | 1,680 | +2 |
| 10 Aug 2026, 10:27 | 1,678 | -3 |
| 6 Aug 2026, 22:30 | 1,681 | no change |
| 6 Aug 2026, 22:28 | 1,681 | first reading |
Engagement
14 posts held, back to 5 August 2026 — the reader has not yet reached the start of this channel’s public history, so older posts may sit further back, unread. Read across 2 pages of Telegram’s post history, 20 posts per page.
Nothing published in the last 30 days. ERR and ER are rolling 30-day measures, so there is nothing to compute — we hold 14 posts for this entry, the most recent from 7 August 2026. An engagement rate over an empty window would be a number about nothing.
Recent posts
ንባዕሉ ፅምዶ ብዝብል ዝፅዋዕን ናይ ኲናት ወልፊ ዝተትሓዘ ጉጅለ ኩሉ ክቃለሶ ይግባእ – ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ንባዕሉ “ፅምዶ” እናበለ ዝፅውዕን ህዝባዊ መሰረት ዘይብሉን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ኩሉ ክቃለሶ ይግባእ ኢሉ ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ። ንምልኪ ስርዓት ኤርትራ ንምቅላስ ዝተመስረተ ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፤ ብዛዕባ እዋናዊ ጉዳያት መግለፂ ሂቡ። እቲ ግንባር ኣብ መግለፂኡ፤ “ፅምዶ” ኢሉ ንርእሱ ዝፅውዕ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ዘካይዶ ምንቅስቓስ ንዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዓብዪ ስግኣት… https://www.fanamc.com/tigrigna/ንባዕሉ-ፅምዶ-ብዝብል-ዝፅዋዕን-ናይ-ኲ…
መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ንምርግጋፅ ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ.ኤም.ሲ)መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ንምርግጋፅ ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ርክባትን ፓርቲ ብልፀናን ሚኒስተር ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። እቲ ፓርቲ ብዛዕባ ከይዲ ህንፅት ስርዓት ዴሞክራሲን ኣፈፃፅማ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃን ብምምልካት መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማሰኛታት ወፃኢ ሃገራት መብርሂ ፃም። ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ ኣብቲ መድረኽ ከም ዝገለፁዎ፤ ካብ… https://www.fanamc.com/tigrigna/መንግስቲ-ኩለመዳይ-ምዕባለ-ንምርግጋፅ-ብ/
ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 118 ነጥቢ 91 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ካብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት እቶት 118 ነጥቢ 91 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ብመሰረት እዚ ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 75 ነጥቢ 17 ቢልዮን ብር ንምርካብ ተሓሲቡ፤ ናይ ወፃኢ ሃገር መሸጣ ሓዊሱ 76 ነጥቢ 53 ቢልዮን ብር ኣታዊ ከምዝተረኽበ ኣብሪሆም። ካብዚ ብተወሳኺ ካብ… https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣገልግሎት-ኤሌክትሪክ-ኢትዮጵያ-118-ነጥቢ-91-ቢ/
ፅምዶ መጥቀሚ መሳርሒ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ኤርትራ እዩ – ኤርትራዊ መንቅሒ ማሕበረሰብ ኢዩኤል ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅምዶ መጥቀሚ መሳርሒ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ኤርትራ እዩ ኢሉ ኤርትራዊ መንቅሒ ማሕበረሰብ ኢዩኤል ዮሃንስ። መስራቲ ሰማያዊ ማዕበል ዝተሰነየ ኣብ ዴሞክራሲን ፍትሒን ንኸዓስል ዝሰርሕ ትካል ዝኾነ ኢዩኤል ዮሃንስ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝገበሮ ፃንሒት፤ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዝወደቦ ፅምዶ ዝተብሃለ ጥምረት መጥቀሚ ረብሓ ፃምእ ስልጣን ዘለዎም ሰባት እዩ ኢሉ።… https://www.fanamc.com/tigrigna/ፅምዶ-መጥቀሚ-መሳርሒ-ውልቀ-መላኺ-መንግስ/
ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክንቃለሶ ይግባእ – ካብ ዓፈና እቲ ጉጅለ ሃዲሞም ዝመፅኡ መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክንቃለሶ ይግባእ ኢሎም ካብ ዓፈና እቲ ጉጅለ ሃዲሞም ዝመፅኡ ተወለድቲ መናእሰይ ክልል ትግራይ፡፡ እቶም መናእሰይ÷ ተለኣኣኺ ታሪኻዊ ፀላእቲ ዝኾነ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ሕወሓት ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ሕዝቢን መናእሰይን ትግራይ ኣጥቢቖም ክቃወሙዎን ክቃለሱዎን ከምዝግባእ ገሊፆም። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብዚ ሕዚ እዋን… https://www.fanamc.com/tigrigna/ጎስጓስ-ኲናትን-ዓፈናን-ዘይሕጋዊ-ጉጅለ-ህ/
ባህር ዳር፡ ኣብ ተፈጥሯዊ ፅባቐኣ ፍሉይ ድምቀት ዝወሰኸላ ልምዓት ኮሪደር ዝተኻየደላ ከተማ
ኣታዊ ከተማ ባሕር ዳር ንምዕባይ ሰላም ምፅናዕ ኣገዳሲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣታዊ ከተማ ባሕር ዳር ንምዕባይ ሰላም ምፅናዕ መሰረታዊ ከም ዝኾነ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባሕር ዳር ዝርከብ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ ዓለምለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ሓድሽ ተርሚናል መሪቖም ኣገልግሎት ኣጀሚሮም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ኣብ ባሕር ዳር ዝተኻየደ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ማእከል ምንቅስቓስ ሃብቲ ክትከውን ዘኽእላን ፅባቐኣ ዝያዳ ዘጉልህን ምዃኑ ገሊፆም። ታሪኻን ተፈጥሮኣን ብዘይ ምጉዳእ ብተወሳኺ ፅባቐ ክትውስኽ፣ ንኢት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ባህር ዳር ኣትዮም ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ ኣሕመድን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሎሚ ናብ ከተማ ባህር ዳር ኣትዮም። ብተወሳኺ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን እውን ናብ ከተማ ባሕር ዳር ከም ዝኣተዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ ገሊፁ።
ካብ ሃገራዊ ድሕንነት ክሳብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ናይ ሓንቲ ሃገር ጥንካረ ብበዝሒ ሰራዊታ ወይ እውን ብበዝሒ እትዕድጎም ዕጥቂታት ጥራሕ ኣይምዘንን። ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ኢንዱስትሪ መከላኸሊኣ ንምጥንካርን ብዕጥቂ ርእሳ ንምኽኣልን ዝተፈላለዩ ትልሚታት እናተግበረት ትርከብ። እዚ ከይዲ ካብ መከላኸሊ ብተወሳኺ ብተወሳኺ ኣብ ኢንዱስትሪ፣ ቴክኖሎጂ፣ ሳይንስን ኢኮኖሚን እውን ብዙሕ ረብሓ ንምምፃእ ይሕግዝ። ኢትዮጵያ… https://www.fanamc.com/tigrigna/ካብ-ሃገራዊ-ድሕንነት-ክሳብ-ልምዓት-ኢንዱ/
እዚ ክረምቲ ብኸንቱ ክሓልፍ ክፍቀደሉ ዘይግባእ ዓብዪ ዕድል ሒዙ መፂኡ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዓቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)እዚ ክረምቲ ብኸንቱ ክሓልፍ ክፍቀደሉ ዘይግባእ ዓብዪ ዕድል ሒዙ መፁኡ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን ክረምቲ ብናፃ ዝቐረበ ናይ 5 ሚልዮን ኮደርስ ስልጠና ክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “እዚ ክረምቲ ብኸንቱ ክሓልፍ ክፍቀደሉ ዘይግባእ ዓብዪ… https://www.fanamc.com/tigrigna/እዚ-ክረምቲ-ብኸንቱ-ክሓልፍ-ክፍቀደሉ-ዘይ/
ሓምለዋይ ኣሰር፣ ሓምለዋይ ኣብዮትን ልኣላዊነት ምግቢን እናረጋገፀ ይርከብ ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ኣብዮትን ሉኣላውነት ምግቢን እናረጋገፀት ትርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ጥራሕ ኣብቲ ዓውዲ ብዝተሰርሐ ስራሕ ሽፋን ደኒ ካብ 17 ሚእታዊት ናብ 23 ነጥቢ 6 ሚእታዊ ምዕባይ ተኻኢሉ እዩ። ሓቀኛ ልኡላውነት ሃገር ዝልካዕ ብዶብ ጥራሕ ዘይኮነስ ህዝቢ ብናይገዛእ ርእሱ ዓቕሚ ክምገብን ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ ብዘላቕነት ክሕሎን እንተኽኢሉ እዩ። ብሓለዋይ ኣሰር ኣብ ነፍሲ… https://www.fanamc.com/tigrigna/ሓምለዋይ-ኣሰር፣-ሓምለዋይ-ኣብዮትን-ልኣ/
Showing the 12 most recent of 14 posts we hold for @tigrignafana. View and reaction counts are the latest single reading for each post, not a live figure, and a recent post is still accumulating both. A view count marked ≈ was rounded by Telegram before we ever saw it — t.me prints views in full below 1,000 and to three significant figures above, so ≈1,200,000 means somewhere between 1,150,000 and 1,249,999. Unmarked counts are exact. Text is reproduced from the public post preview and truncated for length.
Cite this entry
A live page changes as we take new readings, so a citation should name the measurement it is based on, not just the URL. The line below cites the subscriber count as measured 13 October 2026 — this entry's latest reading, not the date you are reading this.
“FMC Tigrigna” (@tigrignafana), 1,818 subscribers as measured 13 October 2026. Telegram Register, tgregister.com/channel/tigrignafana.
Full measurement history, CC BY 4.0. Every reading this register holds for this entry, not just the latest one, as a dated, downloadable record: CSV · JSON. Free to use with attribution to tgregister.com. Each file carries its own generation timestamp, which is the figure to cite for exactly when the data was retrieved.